ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ካብ ናይ አዲስ አበባ ሜትሮፖላዊት መንበረ ሊቀ ጳጳስ ተፈልያ

ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮስ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ሜትሮፖላዊት ኮይና ርእሳ ክተማሐድርን ፡ጳጳስ ዘመንበረ አሥመራ ብጹዕ አቡነ መንግስትአብ ተስፋማርያም ሊቀ ጳጳሳት ክኾኑን አሥመራ መንበረ ሊቀ ጳጳስ ክትከውንን ውሳኔ ሂቦም።

ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት አቡነ ፍራንቸስኮስ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ካብ ናይ አዲስ አበባ ሜትሮፖላዊት መንበረ ሊቀ ጳጳስ ተፈልያ ፣ ሜትሮፖላዊት ርእሰ ምሕድርቲ እመ አህጉር ክትከውን መንበረ ሊቀ ጳጳስ አብ አሥመራ ክኸውን ፡ ጳጳስ ዘመንበረ አስመራ ብጹዕ አቡነ መንግስትአብ ተስፋማርያም ክአ ሊቀ ጳጳሳት ኮይኖም ሐዋርያዊ አገልግልግሎ ክህቡ ወሲኖም አለዉ::

ካብ ናይ ረድዮ ቫቲካን መርበብ ሓበሬታ ዝተወስደ
http://ti.radiovaticana.va/

0 Comments

Add a Comment