ARTICLES

Pope Erected Eastern Catholic Church for Eritrea

Pope Francis today erected the Metropolitan Church of Asmara in Eritrea by effectively separating it from the Ethiopian Episcopal Conference. Bishop of Asmara, Menghesteab Tesfamariam, as of today will be the first Metropolitan Archbishop of Asmara, henceforth, the head of the Catholic church of Eritrea. By Catholic World News, POPE Francis has established a new […]

ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ካብ ናይ አዲስ አበባ ሜትሮፖላዊት መንበረ ሊቀ ጳጳስ ተፈልያ

ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮስ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ሜትሮፖላዊት ኮይና ርእሳ ክተማሐድርን ፡ጳጳስ ዘመንበረ አሥመራ ብጹዕ አቡነ መንግስትአብ ተስፋማርያም ሊቀ ጳጳሳት ክኾኑን አሥመራ መንበረ ሊቀ ጳጳስ ክትከውንን ውሳኔ ሂቦም። ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት አቡነ ፍራንቸስኮስ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ካብ ናይ አዲስ አበባ ሜትሮፖላዊት መንበረ ሊቀ ጳጳስ ተፈልያ ፣ ሜትሮፖላዊት ርእሰ ምሕድርቲ እመ አህጉር ክትከውን መንበረ ሊቀ ጳጳስ […]

ቅዱስ ቁርባን ክቡር መሥዋዕቲ

ቅዱስ ቁርባን እቲ ዘንተ ዕለት ካብ ዓይኒ እግዚኣብሔር ዘይክወል መኣዲ ናይ ቅድስቲ ሥላሴ ካልኣይ ኣካል ዝኾነ መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ነቲ ሓላፍን መዋትን ባህርና ማለት ሥጋና ለቢሱ ኣብ መንጎ ሰብን እግዚኣብሔርን ዓራቕን ንምዃን ናይ ኩሉ ሰብ ካህንን ልዑል መሥዋዕትን ኮይኑ ከድሕነና መጸ፣ ገዛእ ርእሱ ኣብ ቀራንዮ ብምውፋይ ነቲ ንሕና ንኣምላኽ ዝበደልናዮ ካሕሳ ከፊሉ ንደቂ ሰብ ብፍጹም […]

ምስጋና

1. ምስጋና እንታይ ማለት እዩ – እግዚ/ር ኣምላኽ ስለዝኾነ ብኡኡ ምምሳጥ ማለት እዩ/ ዜና.መ.29:10-13 – ስለዘገርም ባህርያቱን ተግባራቱን ምምስጋን ማለት’ዩ ኢስ 25:1 – ዳግነቱን ብሉጽ ምኻኑን ምውራይ ማለት’ዩ 1ጰጥ 2:9 – ንኣምላኽ ምብራኽን ምኽባርን ማለት’ዩ ዳኒ 4:34 – ንስሙ ምዕባይ ማለት’ዩ መዝ 34:3 – ንኣምላኽ ልዕል ምባል ማለት’ዩ መዝ 99:5 – ንዕኡ ምድናቕን ብኡኡ ምግራምን […]

ፍቕሪ

‘’ኣቦ ንወዱ መድኃኔ ዓለም ኪኸውን ከምዝለኣኾ ረኣና ንምስክር እውን ኣሎና ኢየሱስ ወዲ ኣምላኽ ምዃኑ ዝእመን ኣምላኽ ኣብኡ ይነብር ንሱ’ውን ኣብ ኣምላኽ ይነብር…ንሕና’ውን ነታ ኣምላኽ ኣባና ዘላቶ ፍቕሪ ፈሊጥናያን ኣሚናያን ኣሎና ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ እቲ ኣብ ፍቕሪ ዚነብር ኣብ ኣምላኽ ይነብር ኣምላኽ ድማ ኣብኡ ይንበር’’(1ዮሃ.4:14-16) እምነት ንኣእምሮ ይቕድስ ተስፋ ድማ ንድላይ ወዲ ሰብ ይቕድስ ፍቕሪ ድማ […]

ሰንበት ሆሣዕና 13 ሚያዝያ

ሆሳእና ንወዲ ዳዊት፡ ብስም እግዚኣብሄር ዚመጽእ ብሩኽ እዩ፡ ሆሳእና ኣብ ኣርያም፡ ወንጌል ማቴዎስ 21 – Matthew 1ናብ የሩሳሌም ምስ ቀረቡ እሞ ኣብ ጥቓ ደብረ ዘይቲ ናብ ዘላ ቤት-ፋጌ ምስ መጹ፡ ሽዑ የሱስ ካብ ደቀ መዛሙርቱ ኽልተ ለኣኸ። 2በሎም ከኣ፡ ኣብ ቅድሜኹም ናብ ዘላ ዓዲ ኺዱ፡ ብኡብኡ እስርቲ ኣድጊ፡ ዒሉኣ ድማ ምስኣ፡ ክትረኽቡ ኢኹም። 3ፈቲሕኩም ከኣ ኣምጽኡለይ። ሓደኳ […]

Do You Want to Be Well?

Who amongst us does not want to get well in at least in some part of living? It doesn’t need to be deadly cancer; it can be getting well from your headache and habitual anxiety. It can be being well in your study or at your new job. It can be being well with your […]

Who Sinned, My Parents or I for My Misfortune?

The Gospel today brings a dramatic event of a born blind man, his healing, disputes, and discussions on blindness, darkness, and light. I am saddened by the habitual and as old as history perception that misfortune, poverty, and disease are signs of curse or sinfulness. Jesus’ disciples asked him, “Rabbi, who sinned, this man or […]