Faith

ምስጋና

1. ምስጋና እንታይ ማለት እዩ – እግዚ/ር ኣምላኽ ስለዝኾነ ብኡኡ ምምሳጥ ማለት እዩ/ ዜና.መ.29:10-13 – ስለዘገርም ባህርያቱን ተግባራቱን ምምስጋን ማለት’ዩ ኢስ 25:1 – ዳግነቱን ብሉጽ ምኻኑን ምውራይ ማለት’ዩ 1ጰጥ 2:9 – ንኣምላኽ ምብራኽን ምኽባርን ማለት’ዩ ዳኒ 4:34 – ንስሙ ምዕባይ ማለት’ዩ መዝ 34:3 – ንኣምላኽ ልዕል ምባል ማለት’ዩ መዝ 99:5 – ንዕኡ ምድናቕን ብኡኡ ምግራምን […]

Saturday, March 22, 2014

SATURDAY EVENING – SUNDAY MORNING Third Sunday of Lent Lectionary: 28 Reading 1EX 17:3-7 In those days, in their thirst for water, the people grumbled against Moses, saying, “Why did you ever make us leave Egypt? Was it just to have us die here of thirst with our children and our livestock?” So Moses cried […]

ዘመርዓዊ

7ይ ሰንበት ዘመርዓዊ ቅበላ ሮሜ.9፡1-16, 1ጴጥ.2፡20-25, ግሓ.11፡1-18, ዮሓ.4፡1-26 ሎሚ ብስርዓት ግእዝ ሰንበት ዘመርዓዊ ቅበላ ተባሂላ ትጽዋዕ። ከምኡ ከኣ እዛ ሰንበት እዚኣ ሻብዓይ ሰንበት ናይ ዘበነ ኣስተርእዮ እያ። ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ኢየሱስ ኣይሁድ ብዘቅረብሉ ሕቶ፡ ንመንነቱን ንዕላማኡን፡ ምስ ኣቦኡ ዘለዎ ሓድነትን ስምረትን ብግልጺ ርአድኦም። ኣብ ናይ ሎሚ ኣስተንትኖና ኸኣ ኢየሱስ ነዛ ሳምራዊት ሰበይቲ ብዛዕባ ገዛእ ርእሱን፡ […]

ምሥጢረ ንስሓ

ኣብ ምሥጢረ ንስሓ ክዕረቐና ዝደሊ ወትሩ ተጸባዪ ኣቦ ( ጥበብ ሲራ.17፣24-28) ኢየሱስ ስብከቱ ክጅምር እንከሎ ‘’መንግሥተ ሰማያት ቀሪባ እያ’ሞ ተነስሑ ብወንጌል እመኑ’’ ብምባል ኣብዚ ምድር’ዚ ተልእኮ ክፍጽም ዝመጻሉ ዕላማ ኅድገት ሓጢኣትን ድሕነት ከም ዝኾነ ኣበሰረ; ሕይወት ክርስቶስ መድሓኒና ከነስተንትን ኣብኡ ድማ ብፍልይ ዝበለ መንገዲ ምስ ገዛእ ርእስና እናተዋሳእና አምላኽ ውሽጥና ክልውጥን ክፍትሽን እናፍቀድና ካብ እግዚኣብሔርን […]

እምነት (FAITH)

እምነት ነቲ ብተስፋ እንጽበዮ ነገር ከም እንረኾቦ ዘረጋግጽ ነቲ ዘይረአ ነገር ከኣ ከም ዘሎ ዘረድእ እዩ፣ ነቶም ናይ ቀደም ሰብ’ውን ብእምነቶም እዩ ዝተመስከረሎም ኩሉ ዓለማት ብቓል ኣምላኽ ከም ዝተፈጥረ እቲ ዚርአ ድማ ካብ ዘይረአ ከም ዝጠፈጥረ ብእምነትና ኢና ነስተውዕሎ። (ዕብ.11:1-3) እምነት መሎኮታዊ ህያብ ኣብ ልቢ ሰባት ኪሓድር ብእግዚኣብሔር ዝተሰኹዐ እዩ። እምነት ነቲ ኩሉ ብኣምላኽ ዝተገልጸ […]