Help

Free Geez by Eri-Lingual Solution

ናይ ትግርኛ መጽሓፊ ሶፍትዌር ብ ኤሪ ሊንጓል ሶልዩሸንስ ተዳልዩ ብናጻ ንኣገልግሎት ቀሪቡ ኣሎ። ግእዝIME ኣብ ኮምፒዩተርኩም ዳውንሎድ ንምግባር ኣብዚ ጠውቑ (New Version 3.0)    ኣጠቃቕማን ብከመይ ከምዝሰርሕ ሓበሬታ ምስ እትደልዩ፡ ኣብታሕቲ ተቐሪቡ ዘሎ ቪድዮ ተመልከቱ። ንዝበልጸ ሓበሬታ ኣብዚ ይጠውቑ፡http://eri-lingual.blogspot.ca/   ኣፕል (ማኪንቶሽ) Mac Users ናይ ኣፕል (ማኪንቶሽ) ኮምፒዩተር ተጠቀምቲ ዝኾንኩም ናይ ትግርኛ ፎንት ኣብ ኮምፒዩተርኩም […]