Liturgy

ቅዱስ ቁርባን ክቡር መሥዋዕቲ

ቅዱስ ቁርባን እቲ ዘንተ ዕለት ካብ ዓይኒ እግዚኣብሔር ዘይክወል መኣዲ ናይ ቅድስቲ ሥላሴ ካልኣይ ኣካል ዝኾነ መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ነቲ ሓላፍን መዋትን ባህርና ማለት ሥጋና ለቢሱ ኣብ መንጎ ሰብን እግዚኣብሔርን ዓራቕን ንምዃን ናይ ኩሉ ሰብ ካህንን ልዑል መሥዋዕትን ኮይኑ ከድሕነና መጸ፣ ገዛእ ርእሱ ኣብ ቀራንዮ ብምውፋይ ነቲ ንሕና ንኣምላኽ ዝበደልናዮ ካሕሳ ከፊሉ ንደቂ ሰብ ብፍጹም […]

ሊጡርጊያ እንታይ ኢዩ?

ሊጡርጊያ እንታይ ኢዩ? ትርጕምን : ጥቅምን:መንፈሳውነትን: ምምሕያሽን ሊጡርጊያ ሊጡርጊያ ምንጭን ፍጻሜን ሕይወት ክርስትና ኢዩ (ቅ. ጉባኤ 10)፣ ቅዱስ ጉባኤ ንሊጡርጊያ ካብ ኵሉ ተግባራት ክርስቶስ እቲ ዝለዓለ ቦታ ይህቦ፣ ኵሉ ተግባር ናይ ቤተርስቲያን ናብኡ ኣቢሉ የቅንዕ፣ ኵሉ ኃይሊ ቤተክርስቲያን ከኣ ካብኡ ይፍልፍል፣ ሊጡርጊያ ፍጻሜ ናይ ስብከተ ወንጌልን ሓዋርያዊ ተግባርን ኢዩ፣ ምንጪ ናይ መለኮታዊ ሕይወት ኢዩ፣ ሊጡርጊያ […]