News ዜና

Pope Erected Eastern Catholic Church for Eritrea

Pope Francis today erected the Metropolitan Church of Asmara in Eritrea by effectively separating it from the Ethiopian Episcopal Conference. Bishop of Asmara, Menghesteab Tesfamariam, as of today will be the first Metropolitan Archbishop of Asmara, henceforth, the head of the Catholic church of Eritrea. By Catholic World News, POPE Francis has established a new […]

ጉስነታዊ ዑደት ኣቡነ ኪዳነ የዕብዮ ናብ ካልጋሪ ኣልበርታ።

ብዕለት 8 ጥቅምቲ 2013 ሰዓት 6፡00 ድ.ቀ ኣብ ምዕርፎ ነፈርቲ ካልጋሪ ኣብ ዝኣተውሉ፡ ብምእመናን ቅድስት ሥላሴ ድሙቕ ኣቀባብላ ተጌሩሎም። ምስቲ ዝተቀበሎም ምእመን ናይ ድራር እንግዶት ተጌሩሎም። ካብ ዕለተ 9 – 11 ጥቅምቲ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን ምስ ግዱሳት ካቶሊካዊያን ከባቢ ካልጋሪ ብስልኪ ይኹን ብኣካል ርክባት ኣካይዶም። ከምኡ`ውን ምስ ክቡር +ኣቡነ ፍሬደሪክ ሄነሪ ጳጳስ ከተማ ካልጋሪ ተራኺቦም። […]