Spiritual

ምስጋና

1. ምስጋና እንታይ ማለት እዩ – እግዚ/ር ኣምላኽ ስለዝኾነ ብኡኡ ምምሳጥ ማለት እዩ/ ዜና.መ.29:10-13 – ስለዘገርም ባህርያቱን ተግባራቱን ምምስጋን ማለት’ዩ ኢስ 25:1 – ዳግነቱን ብሉጽ ምኻኑን ምውራይ ማለት’ዩ 1ጰጥ 2:9 – ንኣምላኽ ምብራኽን ምኽባርን ማለት’ዩ ዳኒ 4:34 – ንስሙ ምዕባይ ማለት’ዩ መዝ 34:3 – ንኣምላኽ ልዕል ምባል ማለት’ዩ መዝ 99:5 – ንዕኡ ምድናቕን ብኡኡ ምግራምን […]

ፍቕሪ

‘’ኣቦ ንወዱ መድኃኔ ዓለም ኪኸውን ከምዝለኣኾ ረኣና ንምስክር እውን ኣሎና ኢየሱስ ወዲ ኣምላኽ ምዃኑ ዝእመን ኣምላኽ ኣብኡ ይነብር ንሱ’ውን ኣብ ኣምላኽ ይነብር…ንሕና’ውን ነታ ኣምላኽ ኣባና ዘላቶ ፍቕሪ ፈሊጥናያን ኣሚናያን ኣሎና ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ እቲ ኣብ ፍቕሪ ዚነብር ኣብ ኣምላኽ ይነብር ኣምላኽ ድማ ኣብኡ ይንበር’’(1ዮሃ.4:14-16) እምነት ንኣእምሮ ይቕድስ ተስፋ ድማ ንድላይ ወዲ ሰብ ይቕድስ ፍቕሪ ድማ […]